Go to Back to Calendar
Tigrigna -ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ (ዎርክ ሾፕ)- ስራሕ ናይ ምድላይ ስልቲ መብርሂ ብዛዕባ ናይ ኦንላይ (ኢንተርኔት) ካላንደር /Job Search Strategies
September 19
Thursday | 1:00pm - 2:00pm
Add to Calendar
September 19 1:00pm
09/19/2024 2:00pm
America/Los_Angeles
Tigrigna -ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ (ዎርክ ሾፕ)- ስራሕ ናይ ምድላይ ስልቲ መብርሂ ብዛዕባ ናይ ኦንላይ (ኢንተርኔት) ካላንደር /Job Search Strategies
ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ናብቲ ወርክ ሾፕ (Workshop) ከይድኩም ቕድሚ ምስታፍኩም ኣቕዲምኩም ናብ WorkSourceWA.com ብምኻድ ናይ ኢንተርኔት መለለዪ አካውንት ይኽፈቱ።ቕድሚ ምምዝጋብኩም እውን…
Description:ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ናብቲ ወርክ ሾፕ (Workshop) ከይድኩም ቕድሚ ምስታፍኩም ኣቕዲምኩም ናብ WorkSourceWA.com ብምኻድ ናይ ኢንተርኔት መለለዪ አካውንት ይኽፈቱ።
ቕድሚ ምምዝጋብኩም እውን እዞም ዝስዕቡ ነገራት ከምዘለኩም አረጋግጹ፤ ኮምፒዩተርን ናይ ኮምፒዩተር ሲስተም ከምኡውን ናይ ኢንተርኔት ሲስተም ክህልወኩም ይግባእ;
አብቲ ዝግበር ናይ ወርክ ሾፕ ናይ ቬዲዮን ናይ ብድምጽን ኮንፍረንስ ስለዝግበር ንዑዑ ንምግባር ዝኽእል ዘተኣማምን ናይ ኢንተርኔት WiFi ርክብ ክህልወኩም ይግባእ። ናብ ናይ Zoom ከመይ ገይርኩም ርክብ ከምትገብሩ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ናቢዚ ይኺዱ
zoom.usኣብዚ ናይ ተሳተፍቲ መዝገብ ዝርዝር ክህልወ እዩ። ሓደ ዝተመዝገብ ተሳታፋይ አብዘይርከበሉ እዋን ብቐጥታ ካብቲ መዝገብ እቱይ ቐጺሉ ዘሎ ተረኛ ተሳታፊ ክሳተፍ ኽግበር እዩ።
ኣብዚ ፕሮግራም ንኽትሳተፉ ክትምዝገቡ እንከለኹም፡ በጃኹም ኣብታ (Workshop) ንመጀመርታ እዋን ንምምዝጋብ ዝተጠቀምኩሉ ሓደ ዓይነት ስምን ኢመይልኩም ተጠቐሙ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ምስቶም ናይዚ ፕሮግራም መዳለውቲ ተራኸቡ።