Go to Back to Calendar
Tigrinya –Tigrinya speakers only-ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ (ዎርክ ሾፕ) ብዛዕባ መመልከቲ ወረቐትን (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ምድላው (ኢንተርኔት) ካላንደር Statewide Online Workshop-Resume &-Cover Letter–Tigrinya
September 05
Thursday | 1:00pm - 2:00pm
Add to Calendar
September 05 1:00pm
09/05/2024 2:00pm
America/Los_Angeles
Tigrinya –Tigrinya speakers only-ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ (ዎርክ ሾፕ) ብዛዕባ መመልከቲ ወረቐትን (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ምድላው (ኢንተርኔት) ካላንደር Statewide Online Workshop-Resume &-Cover Letter–Tigrinya
ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ ( ዎርክ ሾፕ) ብዛዕባ ኣጸሓሕፋ ጽሬት ዘለዎ መመልከቲንዝኾነ ስራሕ ንምድላይ እቲ ቐንዲ አገዳሲ ናይቲ ስራሕ…
Description:ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ ( ዎርክ ሾፕ) ብዛዕባ ኣጸሓሕፋ ጽሬት ዘለዎ መመልከቲ
ንዝኾነ ስራሕ ንምድላይ እቲ ቐንዲ አገዳሲ ናይቲ ስራሕ አስራሒ ዘለዎ አረኣእያ ፈሊኻ ምርዳእ እዩ። አብዚ ቤት ዕዮ (ዎርክሾፕ) ስራሕ አስራሕቲ ናይ ስራሕ ማመልከቻ ከመይ ከምዘንብብዎ ብምርዳእ ናታቶም ድልየት ንምምላእ እንታይ ኣይነት ምድላዋት ክትገብሩ ከምዘለኩም ፍልጠት ክህልዎኩም ይገብር።
መመልከቲ ወረቐትን (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ምድላው
ዕዉታት ደለይቲ ስራሕ ፡ ግዜ ወሲዶም ኣስራሕቲ እንታይ ከም ዝደልዩ ይመሃሩ ። ካብቲ ንስራሕካ ንምድላይ ተባሒሉ ዝስራሕ ኣርባዕተ ቀንዲ ነጥብታት: ንሓደ ስራሕ ክመርጽ ዝደሊ ኣስራሒ ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ: እንታይ ከም እትፈልጥን እንታይ ከም እተቕርብን ተምሃር ። ኣስራሕቲ ንምስሓብን ዝያዳ ቃለ-መጠይቕ (Interview) ንምግባርን ፡ ክእለትካ ፡ ፍልጠትካን ኣየናይ ንብቕዓትካ ዝገልጽ መመልከቲ ወረቐትን (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ተምሃር ።